ፍቱው ድምጻዊ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ምስሓለፈ ብዙሓት ኣብ ስነጥበብ ዝነጥፉ ሰባት ብዝተፈላለዩ መገዲ ሓዘኖምን ን ኣብርሃም ዘለዎም ኣድናቖትን ክሳብ ለይቲሎሚ ክገልጹ ጸኒሖም፡ ልሚ ናይ ሓደ ካብኣቶም ናይ ገጣሚ ብርሃነ ገብረህይወት ክልተ ብሉጻት ግጥሚታት ነቕርብ፡ ገጽና ንኽደን ከም ኡውን ድበ እቲ ዘይድበ
Share
Published
Updated
By በየነ ሰመረ
Source: SBS
Share this with family and friends