interview sied adem 1
Seid adem (Yonas) Source: Seid adem (Yonas)
ገዲም ሙዚቀኛን ስፖርተኛን ሲዒድ ኣደም ፡ ሓደ እዋን ብቕርጺ ኣካላቱ ዝበለጸ ጎበዝ ኣስመራ ኮይኑ ነይሩ እዩ። ሙዚቀኛን ደራፋይን ድማ እዩ። ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ህይወቱ ኣብ ስደት ዝመርሐ ናይ ሎሚ ጋሻና እዩ። ጥዑም ዕላሉ ከተስተማቕሩ ኣብዚ ጠዉቑ።
Share
Seid adem (Yonas) Source: Seid adem (Yonas)
SBS World News