Interview with Dr berhane tecle
Dr Berhane tecle (Supplied by Berhane) Source: Dr Berhane tecle (Supplied by Berhane)
ናይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ተጋዳላይ ዝነበረን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ሆላንድን ኣብ ሳይንስ ኣናሊቲካል ኬሚስትሪ ተመራማሪ ዝኾነ ዶክተር ብርሃነ ተኽሉ ብዛዕባ ኣብ ሆላንድ ምስምህዳስ ፓስፖርት ዘጋጠሞ ነገር ይገልጽ። ነቲ ሒዝዎ ዝነበረ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ንኸሐድስ ኣብ ቤት ጽሕፈት ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝኸደሉ ተጋግየ እየ፡ ኣብዝኾነ እዋን ብገበን ተኸሲሰ መቕጻዕተይ ክቕበል እየ ዝብል ብናይ ጣዕሳ ወረቐት ዝፍለጥ ፎርም ንኽፍርም ጸቕጥን ምድፍፋእን ከምዝተገብረሉን ብሰንኪዚ ኣብ ህይወቱ ዝሰዓበ ኩነታትን ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።
Share


