SKIP TO MAIN CONTENT

Interview with Fitsum Tecleab

Fitsum (Ftsum Tecleab)
Fitsum (Ftsum Tecleab) Source: Fitsum (Ftsum Tecleab)

እታ ክሳብዚ ቀረባ እዋናት ከም ናይ ሰላም ቦታ ተቖጺራ ንስደተኛታት ምችእቲ መዕቆቢት ዝነበረት ኡጋንዳ ሕማቕ ወረ ክስምዓ ከምዝጀመረን፡ ኣብዚ ቅነ መንቀሊኡ ዘይተፈልጠ ዝሞቱን ወሲኽካ፡ መንእሰያት ኣብ ኡጋንዳ ከመይ እዮም ዝኾኑ ዘለዉ? ናይቶም እስራኤል ናብ ኡጋንዳ ብዘይወረቐት ተራግፎም ዘላኸ እንታይዩ ዕጫኦም? ነዚን ካልእን ፍጹም ተኽለኣብ ካብ ካምፓላ ገሊጹልና ኣሎ። ንምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እታ ክሳብዚ ቀረባ እዋናት ከም ናይ ሰላም ቦታ ተቖጺራ ንስደተኛታት ምችእቲ መዕቆቢት ዝነበረት ኡጋንዳ ሕማቕ ወረ ክስምዓ ከምዝጀመረን፡ ኣብዚ ቅነ መንቀሊኡ ዘይተፈልጠ ዝሞቱን ወሲኽካ፡ መንእሰያት ኣብ ኡጋንዳ ከመይ እዮም ዝኾኑ ዘለዉ? ናይቶም እስራኤል ናብ ኡጋንዳ ብዘይወረቐት ተራግፎም ዘላኸ እንታይዩ ዕጫኦም? ነዚን ካልእን ፍጹም ተኽለኣብ ካብ ካምፓላ ገሊጹልና ኣሎ። ንምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now