Interview with Habtom
Habtom Gebremariam (Supplied by Habtom) Source: Habtom Gebremariam (Supplied by Habtom)
መበቆሎም ካብ ኤርትራ ወይ ኢትዮጵያ ወይ'ውን ካልእ ክፋል ኣፍሪቃ ኣብ ታይላንድ ዝነብሩ ኣለዉ ዲዮም? ኤርትራዊያን ኣብ ታይላንድ ተኣሲሮም ከምዘለዉኸ ትፈልጡዶ? ታይላንድ ንበጻሕቲ ሰሓቢት ካብ ዝገብርዋ ነገራት ሓደ ኣብ ጽርግያ ብቓልዕ ምስ ስራሕ ግብረ ስጋ ወይ ሰክስ ምዃኑኸ? ነባሪ ታይላንድ ሃብቶም ገብረማርያም (ት ዕቲ ዕ) ኣዕሊሉና ኣሎ፡
Share