Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Interview with Mesay YaHya Ali

Mesay Yahya Ali
Mesay Yahya Ali Source: Mesay Yahya Ali

ፕሮጀክት ምንጋር ሓቀኛ ታሪኽ፡ ነቶም ኣብ መገዲ ዝርከቡ ኤርትራዊያንን ሶማያዊያንን ዝዓለመ ፕሮጀክት እዩ። እቶም ብኽንደይ ጸገም ኣብ እውሮጳ ዝኣተዉ ስደተኛታት ዘሕለፍዎ ታሪኽ ብምስናድ ነቶም ኣብ ማእከል ስደተኛታት ዝርከቡ መን እሰያት ብምር ኣይ ናይ ፍላጥ ዉሳነ ስደት ክውስኑ ዝሕግዝ እዩ። መሳይ ያሕያ ዓሊ ሓንቲ ካብ ኣወሃሀድቲ እቲ ፕሮጀክት ናይ UNHCR እያ። ብዛዕባ ዕዮኦምን ኣብ ጉዕዞ ዘጋጥሞም ጸገማትን ውጽ ኢትን ገሊጻትልና ኣላ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ፕሮጀክት ምንጋር ሓቀኛ ታሪኽ፡ ነቶም ኣብ መገዲ ዝርከቡ ኤርትራዊያንን ሶማያዊያንን ዝዓለመ ፕሮጀክት እዩ። እቶም ብኽንደይ ጸገም ኣብ እውሮጳ ዝኣተዉ ስደተኛታት ዘሕለፍዎ ታሪኽ ብምስናድ ነቶም ኣብ ማእከል ስደተኛታት ዝርከቡ መን እሰያት ብምር ኣይ ናይ ፍላጥ ዉሳነ ስደት ክውስኑ ዝሕግዝ እዩ። መሳይ ያሕያ ዓሊ ሓንቲ ካብ ኣወሃሀድቲ እቲ ፕሮጀክት ናይ UNHCR እያ። ብዛዕባ ዕዮኦምን ኣብ ጉዕዞ ዘጋጥሞም ጸገማትን ውጽ ኢትን ገሊጻትልና ኣላ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now