SKIP TO MAIN CONTENT

Interview with ustaz Husein and Mlueberhan

Dr Msgna Gebremedhin
Dr Msgna Gebremedhin Source: Dr Msgna Gebremedhin

ብምምዓድ ብምስትምሃር ዝፍለጡ ምሁር ዶክተር ምስግና ገብረመድህን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዓሪፎም፡ ምስቶም ምሁር ኣብ 2013 ዝገበርናዮ ነዊሕ ቃለ መሕትት ንዘለዎም ልቦናት ትምህርትን ዘንጸባርቕ እዩ። እብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ብቐረባ ምስዝፈልጥዎምን ዘድንቕዎምን ብዛዕባኦምን ኣተሓሒዝና ምስ ምልላይን ምኽባርን ዓበይትንናን ዝምልከት ዕላል ምስ ኡስታዝ ሑሴንን ኣቶ ሙሉእ ብርሃንን ዕላል ኣካይድና ኣለና ክትከታተሉ ንዕድም፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብምምዓድ ብምስትምሃር ዝፍለጡ ምሁር ዶክተር ምስግና ገብረመድህን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዓሪፎም፡ ምስቶም ምሁር ኣብ 2013 ዝገበርናዮ ነዊሕ ቃለ መሕትት ንዘለዎም ልቦናት ትምህርትን ዘንጸባርቕ እዩ። እብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ብቐረባ ምስዝፈልጥዎምን ዘድንቕዎምን ብዛዕባኦምን ኣተሓሒዝና ምስ ምልላይን ምኽባርን ዓበይትንናን ዝምልከት ዕላል ምስ ኡስታዝ ሑሴንን ኣቶ ሙሉእ ብርሃንን ዕላል ኣካይድና ኣለና ክትከታተሉ ንዕድም፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now