Interview with Zetseat Anenya

Tigrya Youth dacing (SBS)

Tigrya Youth dacing (SBS) Source: Tigrya Youth dacing (SBS)

ኣብ ትግራይ ዝተገብረ ለውጢ ናይ ኣመራርሓ ሲዒቡ፡ ብዛዕባ እቲ ዝተገብረ ለውጢን ኩነታት መንእሰያት ትግራይን ኣመልኪቱ ተንታኒ ፖለቲካ ትግራይ ኣይተ ዘጸኣት ኣነንያ ምስ ረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ጻንሒት ገይሩ ኣሎ። ገለ ካብቲ ኣይተ ዘጸኣት ዝተዛረበሉ፡ ካብ ኩለን ከተማታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማታት ትግራይ ዚያዳ ስእነት ስራሕ ከምዘሎ፡ ትግራይ ካብቲ ንልዕሊ 19 ዓመታት ቀጠና ኩናት ኮይናቶ ዘላ ክትወጽእን ዝብሉን ካልእን ይርከብዎ፡፡ ንዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ተዊቕኩም ክትሰምዑ ንዕድም።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now