ካብቲ ወተሃደራት ANZAC ኣብ ኩናት ቬትናም ተሳቲፎም ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ወተሃደራት ዝሞቱሉ እዋን 50ዓመታት ኣቑጺሩ፡፣ ኣብ 1966 ኣብ ኩናት Long Tan 18 ኣውስትራሊያዊያንን ኣማኢት ቬትናማዊያን ወተሃደራት ሞይቶም። ድሕሪ ፍርቂ ዘመን ናይቲ ፍጻመ ነቲ ኩነታት ዝኽሪ ንምግባርን ንመዓልቲ ሓርበኛታት ቬትናም ክብሪ ንምሃብ ብሓሙስ ኣብ ካንበራ ጽምብል ተገይሩ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends