SKIP TO MAIN CONTENT

መሬት ኤርትራ ዘይተኣደነ ናይ ነዳዲን ጋዝን ሃብቲ ተከኸዚንዎ ከምዘሎ ተገሊጹ። (Tigrinya News)

News
Source: AP

ኣርእስታት ዜና፡ ገዛእ ርእሱ አውስትራሊያዊ ኣባል ፓርላማ ከምዝኾነ ኣምሲሉ፡ንሓንቲ ስድራ ናይ ኣውስትራሊያ ቪዛ ከውህባ ከምዝኽእል ብምትላል ኣስታት $10,000 ዶላር ከምዝወሰደ ተቓሊዑ። ኣብ ኲንስላንድን ኒው ሳውዝ ወልስን ሙቐትን ደረቕ ኣየርን ቀጺሉ ኣብዘሎ እዋን ኣብ ታሪኽ እቲ ከባቢ ዝኸፍአ ባርዕ ጫካ ተኸሲቱ። ኣብ ናይ U-S Open ንጽል ናይ ሰብኡት ዉድድር ተኒስ፡ ስጳኛዊ Rafael Nadal ንራብዓይ ጊዜ ሻምፕዮን ኮይኑ። መሬት ኤርትራ ዘይተኣደነ ናይ ነዳዲን ጋዝን ሃብቲ ተከኸዚንዎ ከምዘሎ ተገሊጹ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ገዛእ ርእሱ አውስትራሊያዊ ኣባል ፓርላማ ከምዝኾነ ኣምሲሉ፡ንሓንቲ ስድራ ናይ ኣውስትራሊያ ቪዛ ከውህባ ከምዝኽእል ብምትላል ኣስታት $10,000 ዶላር ከምዝወሰደ ተቓሊዑ። ኣብ ኲንስላንድን ኒው ሳውዝ ወልስን ሙቐትን ደረቕ ኣየርን ቀጺሉ ኣብዘሎ እዋን ኣብ ታሪኽ እቲ ከባቢ ዝኸፍአ ባርዕ ጫካ ተኸሲቱ። ኣብ ናይ U-S Open ንጽል ናይ ሰብኡት ዉድድር ተኒስ፡ ስጳኛዊ Rafael Nadal ንራብዓይ ጊዜ ሻምፕዮን ኮይኑ። መሬት ኤርትራ ዘይተኣደነ ናይ ነዳዲን ጋዝን ሃብቲ ተከኸዚንዎ ከምዘሎ ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now