ሹዑ ብዉሽጠይ.................. ኣንታ ብቁጽሪ ዳኣ ዉሑዳት ኣይኮናንን ልቢ ተረሓሒቑ, መበገሲኡ ዘይፍለጥ ምክፍፋል ዓብሊሉ, ኣብ ነንሓድሕድካ ምጽዉዋር ተሳኢኑ እምበር,........ ድሕሪዚ በዛሕካ ወሓድካ እንታይ ትርጉም ኣለዎ.............. ምስ ነብሰይ ከጉረምርም ይጅምር
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends