ዓመተ 2016 ዛዚምና ናብ ዓመተ 2017 ኣብንሰጋገረሉ ዘለና እዋን፡ግጥሚታትን ርእይቶታት ሩማና ብርሃኑ እናስተማቐርና ምስ ገለ ገለ ናይ ሰናይ ምንዮት መልእኽቲታትኩም ኣብዚ መደብ ተንጸባሪቑ ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ ረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ንኹሎም ተኸታተልትና ናይ ሰላምን ራህዋን ዓመት ኪኾነሎም ንምነ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends