Perth Report
SBS/Tigrinya Source: SBS/Tigrinya
ኣብ ፐርዝ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ፡ ብዘካየድዎ ዘይሕለል ጻዕሪ ደብረ አሚን ተክለሃይማኖት ዝበሃል ኣብ ኣብ ልዕሊ 33 ሜትር ስቈር ዝስፍሓቱ መሬት ዝተደኮነ ቤተክርስትያን ኣመሪቖም፡ ነቲ ስነስር ዓት ዝምልከት ጸብጻብ ድማ እንሆ።
Share
SBS/Tigrinya Source: SBS/Tigrinya

SBS World News