Source: Gettyኣብ 29 ዓመት ናይ ፈለማ ዝኾነ ዝሕታለ ቁጠባ ኣውስትራልያ ንብዙሓት ኣማኸርቲ ቁጠባን ገንዘብን ካብ’ቶም ቅድሚ ሕጂ ዕዳ ሰሚዖም ካብ ዘይፈልጡ ሰባት ደወላት ክምልሱ ስራሕ በዚሕዎም ይርከብ። ዕዳ ኣብ ግዜ ለበዳ ኸኣ ከቢድ ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ከየኸትልን ከየበግስን ዓቢይ ስግኣት ኣሎ።
ኣብ 29 ዓመት ናይ ፈለማ ዝኾነ ዝሕታለ ቁጠባ ኣውስትራልያ ንብዙሓት ኣማኸርቲ ቁጠባን ገንዘብን ካብ’ቶም ቅድሚ ሕጂ ዕዳ ሰሚዖም ካብ ዘይፈልጡ ሰባት ደወላት ክምልሱ ስራሕ በዚሕዎም ይርከብ። ዕዳ ኣብ ግዜ ለበዳ ኸኣ ከቢድ ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ከየኸትልን ከየበግስን ዓቢይ ስግኣት ኣሎ።