ናይ ኣውስትራሊያ ዩኒቨርሲታት፡ ካብ ቀደም ብዝያዳ ካብ ብስደት ብዝመጹ ተመሃሮ ኣብ ምምሃር ተጸሚደን ይርከባ። ቁጽሪ ናይዞም ከምዚኦም ተመሃሮ ካብ ቀደም ንላዕሊ እንተበዝሐኳ፡ ብዙሓት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ንክመሃሩ ብዝበለጸ ዓቢ ጻዕሪ ክግበር ተመራመርቲ የዘኻኽሩ።
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends