Source: Bobi Wineኣርእስታት ዜና ኣብ ካናዳ ሓደ ኣውስትራሊያን ጓል ዓርኩን ቀቲሉ ናይዝተባህለ ሰብ መኪና ተረኺባ። ፍሉጥ ኡጋንዳዊ ደራፋይ ቦቢ ዋይን ፕረሲደንት ንምዃን ኣንጻር ሙሴ ቬኒ ክወዳደር እዩ። ኣብ ጀርመን ሓደ ኤርትራዊ ብዓሌታዊ ጽልኢ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ተሃሪሙ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ማእከላይ ባንኪ ኤርትራ ሚልዮናት ዶላር ይጽበ። ገምጋም ዋጋታት መንበሪ ገዛውቲ ከተማታት ኣውስትራሊያ ክውስኽ ጀሚሩ። ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኮይኑ ዝተመርጸ Boris Johnson ካቢኔኡ ክመርጽ ጀሚሩ።
ኣርእስታት ዜና ኣብ ካናዳ ሓደ ኣውስትራሊያን ጓል ዓርኩን ቀቲሉ ናይዝተባህለ ሰብ መኪና ተረኺባ። ፍሉጥ ኡጋንዳዊ ደራፋይ ቦቢ ዋይን ፕረሲደንት ንምዃን ኣንጻር ሙሴ ቬኒ ክወዳደር እዩ። ኣብ ጀርመን ሓደ ኤርትራዊ ብዓሌታዊ ጽልኢ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ተሃሪሙ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ማእከላይ ባንኪ ኤርትራ ሚልዮናት ዶላር ይጽበ። ገምጋም ዋጋታት መንበሪ ገዛውቲ ከተማታት ኣውስትራሊያ ክውስኽ ጀሚሩ። ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኮይኑ ዝተመርጸ Boris Johnson ካቢኔኡ ክመርጽ ጀሚሩ።