ሓደ ሰብ ነቲ ዝጸንሖ ስም ብዝተፈላለየ ምኽንያት ክቕይሮ ይደሊ ይኸውን። ምናልባት ተመር ዕዮም ጸኒሖም ዝፋትሑ፡ ሰነዳቶም ወግ ዓዊ ከገብሩ ዝደልዩን ካል እን ስም ክቕይሩ ይደሊዩ ።መስርሕ ስም ምቕያር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዚዩ ቀሊል እኳ እንተኾነ ገለ ብስደት ዝኣትዉ ድልዎ ስለዝበጽሖ ስሞም ክቕይሩ ዝደሊዩውን ኣለዉ ። ነዚ ዝምልከት መብርሂ እዚ ዝስ ዕብ ትሕዝቶ ኣልዎ፡፣
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE
queue by getty images.jpg Source: queue by getty images.jpg
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends