Settlement Guide: what to do when someone goes missing?
Missing people [Credit: Australian government] Source: Missing people [Credit: Australian government]
ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ነፍሲወከፍ ሰዓት ሰብ ይተፍ እ።መብዛሕትኦም ዝርከቡ ይኹኑ እምበር ብመሰረት ሃገራዊ ማእክል ምውህሃድ ዝጠፍ ኡ ሰባት ኣብ ነፍሲወከፍ ምጥፋእ ናይ ሓደ ሰብ ናይ 12 ሰባት ህይወት ይትንከፍ እዩ።ዕላማ ናይዚ ዓመት ሰሙን ሃገራዊ ምጥፋእ ሰብ (31 ሓምለ - 6 ነሓሰ) ሓደ ሰብ ምስዝጠፍ እ ኣብ ስድራቤታትን ማሕበረሰባትን ዘም ጽ ኦ ጽልዋ ኣፍልጦ ምሃብዩ።
Share


