SKIP TO MAIN CONTENT

SPORT (01/09/16)

SBS
SBS Source: SBS

ኢጣሊያዊ ኩባንያ ኡርያ ምስ ፈደረሺን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናይ ኣርባዕተ ዓመት ዉዕል ምወላ ተፈራሪሙ።ኣብ ካናዳ፡ ማራቶን ኩቤክ፡ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ ኣትለት ንህዝብታት ኦሮሞ ደገፉ ገሊጹ።ገንዘበ ዲባባ ኣብ ኣልማዛዊ ሊግ ሎዛን ስዊዘርላንድ ዓወት ኣመዝጊባ።ቅድድም ብሽግለታ ላ ቮልታ እስጳኛን ጐዕዞ መርሃዊ ቅዱስን ጽጋቡ ግርማይን ይቕጽል።

Published

By Ibrahim Ali

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢጣሊያዊ ኩባንያ ኡርያ ምስ ፈደረሺን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናይ ኣርባዕተ ዓመት ዉዕል ምወላ ተፈራሪሙ።ኣብ ካናዳ፡ ማራቶን ኩቤክ፡ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ ኣትለት ንህዝብታት ኦሮሞ ደገፉ ገሊጹ።ገንዘበ ዲባባ ኣብ ኣልማዛዊ ሊግ ሎዛን ስዊዘርላንድ ዓወት ኣመዝጊባ።ቅድድም ብሽግለታ ላ ቮልታ እስጳኛን ጐዕዞ መርሃዊ ቅዱስን ጽጋቡ ግርማይን ይቕጽል።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now