SKIP TO MAIN CONTENT

SSUDAN FIGHTING

Smoke rises above Juba before the ceasefire (AAP)
Smoke rises above Juba before the ceasefire (AAP) Source: Smoke rises above Juba before the ceasefire (AAP)

ባይቶ ጸጥታ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ናይ ሰለስተ ሰዓታት ህጹጽ ኣኼባ ገይሩ፡ ነቲ እናከፍኤ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ድማ ኮኒኑ፡፡ እቲ ኩነኔ ነቲ ብዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን ክልቲኦም መራሕቲ ደቡብ ሱዳን ኣደብ ክገብሩ ዝተገብረ ከቢድ መጸዋዕታ ዘቃልሕ እዩ። እዚ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዳግም ተባሪዑ ዘሎ ግጭት ናብ ነዊሕ ሓድሕድ ዉግእ ከየምርሕ ተሰጊኡዩ ዘሎ።ኣውስትራሊያዊያን ናብቲ እናኸፍኤ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ናብ ደቡብ ሱዳን ከይጎዓዙ ፈደራል መንግስቲ መኺሩ ኣሎ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ባይቶ ጸጥታ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ናይ ሰለስተ ሰዓታት ህጹጽ ኣኼባ ገይሩ፡ ነቲ እናከፍኤ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ድማ ኮኒኑ፡፡ እቲ ኩነኔ ነቲ ብዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን ክልቲኦም መራሕቲ ደቡብ ሱዳን ኣደብ ክገብሩ ዝተገብረ ከቢድ መጸዋዕታ ዘቃልሕ እዩ። እዚ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዳግም ተባሪዑ ዘሎ ግጭት ናብ ነዊሕ ሓድሕድ ዉግእ ከየምርሕ ተሰጊኡዩ ዘሎ።ኣውስትራሊያዊያን ናብቲ እናኸፍኤ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ናብ ደቡብ ሱዳን ከይጎዓዙ ፈደራል መንግስቲ መኺሩ ኣሎ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now