ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ንበዓል ትንሳኤ ዝምልከት ዝሃብዎ መልእኽቲ ፡ መልኣከ ምህረት ኣባ ሃይለ ልኡል ተፈራ ካብ ኦርቶዶኩሳዊት ቤተ ክርስትያን፡ ኣባ ስምኦን ካብ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ከምኡውን ፓስቶር ብርሃነ መርሶ ካብ ወንጌላዊያን ቤተ ክርስትያን።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends