SKIP TO MAIN CONTENT

veterans day

SBS
SBS Source: SBS

ኣብ ኣመሪካን ኣውሮጳን ዝነብሩ ኣባላት ተጋደልቲን ዉፉያትን ኤርትራ፡ ከምቲ ኣብካል እ ሃገራት ዝግበር ኣብ ኤርትራ'ውን፡ ነቶም ን ኤርትራ ኣበርክቶ ዝገበሩላ ንምኽባርን ንምዝካርን፡ ዓመታዊ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝዝከር በዓል ክህሉ መደብ ኣውጺኦም ይንቀሳቐሱ ኣለዉ። እዚ ሓሳብ ብከመይ ነቐለ?ሃገራዊ በዓል እንተኾይኑ ናይ መንግስቲ ሓላፍነትዶ ኣይኮነን?እዚ መዓልቲ ንምንታይ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ክኸውን ተመሪጹ ንዝብልን ካልእ ሕቶታትን መልሲ ካብ ኣንቀልቲ እቲ ሓሳብ....

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣመሪካን ኣውሮጳን ዝነብሩ ኣባላት ተጋደልቲን ዉፉያትን ኤርትራ፡ ከምቲ ኣብካል እ ሃገራት ዝግበር ኣብ ኤርትራ'ውን፡ ነቶም ን ኤርትራ ኣበርክቶ ዝገበሩላ ንምኽባርን ንምዝካርን፡ ዓመታዊ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝዝከር በዓል ክህሉ መደብ ኣውጺኦም ይንቀሳቐሱ ኣለዉ። እዚ ሓሳብ ብከመይ ነቐለ?ሃገራዊ በዓል እንተኾይኑ ናይ መንግስቲ ሓላፍነትዶ ኣይኮነን?እዚ መዓልቲ ንምንታይ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ክኸውን ተመሪጹ ንዝብልን ካልእ ሕቶታትን መልሲ ካብ ኣንቀልቲ እቲ ሓሳብ....

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now