ኣብ ደቡብ ሱዳን ዓቃቢ ሰላም ንኽዋፈር ንምድፍፋእ ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። ካብ ዞባ ኦሮሚያ ዝወጽ እ ዘሎ ጸብጻባት ግህሰት ሰብ ኣዊ መሰላት ብነጻ ክምርመር ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ። ምርጫ ሶማሊያ ምንዋሑ ዉዱብ ህቡራት ሃገራት ቅሬታኡ ገሊጹ።
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends