SKIP TO MAIN CONTENT

YEMEN TALKS

AAP-AP-Hani Mohammed.jpg
AAP-AP-Hani Mohammed.jpg Source: AAP-AP-Hani Mohammed.jpg

ኣብ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ኮለላ ትገብር ኣብ ዝነበረት ናይ ኣመሪካ ወተሃደራዊት መርከብ፡ ካብ ዕጡቓት ሖቲ ብዝተተኮሰ ሚሳይል ተሳሒታ ዝብል ዜናን ካልእ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ወተሃደራዊ ዕንደራን ኣብ የመን ተኸቲሉ፡ ኣብዚ ቕንያት ንሓያላን ሃገራት ኣብ ሸቐልቀል ኣእትዩስ ኣብ ለንደን ክእከቡ ቀሲብዎም'ዩ። ነተን ከም ኤርትራ ዝበላ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ተጸጊዔን ዘለዋ ሃገራት'ከ እዚ ኣብ ደንደስ ቀይሕ ባሕሪ ዝግበር ኩናት ዝተፈላለያ ሃገራት ጽልዋኡ ከመይ እዩ ክከውን? ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ እንሆ፡

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ኮለላ ትገብር ኣብ ዝነበረት ናይ ኣመሪካ ወተሃደራዊት መርከብ፡ ካብ ዕጡቓት ሖቲ ብዝተተኮሰ ሚሳይል ተሳሒታ ዝብል ዜናን ካልእ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ወተሃደራዊ ዕንደራን ኣብ የመን ተኸቲሉ፡ ኣብዚ ቕንያት ንሓያላን ሃገራት ኣብ ሸቐልቀል ኣእትዩስ ኣብ ለንደን ክእከቡ ቀሲብዎም'ዩ። ነተን ከም ኤርትራ ዝበላ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ተጸጊዔን ዘለዋ ሃገራት'ከ እዚ ኣብ ደንደስ ቀይሕ ባሕሪ ዝግበር ኩናት ዝተፈላለያ ሃገራት ጽልዋኡ ከመይ እዩ ክከውን? ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ እንሆ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now