SKIP TO MAIN CONTENT

ነበር ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዩም መስፍን ዝርከብዎም ላዕለዎት ኣባላት ህወሓት ከምዝቐተለን ከምዝማረኸን መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ

ነበር ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ስዩም መስፍን ዝርከብዎም ላዕለዎት ኣባላት ህወሓት ከምዝቐተለን ከምዝማረኽን መብግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ።

SBS Tigrinya News
Source: EBC

1 min read

Published

Updated


Skip to article content

ንኣምባሳደር ስዩም መስፍን፣ ኣቶ ኣባይ ጸሃየ፣ ኣቶ ኣስመላሽ ወልደስላሴን ቀቲለ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ።

እቶም ላዕለዎትን ሓለፍቲ ህወሓት ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ከም ዝተቐትሉ ሓቢሩ ኣሎ።

ካልኦት ሓሙሽተ ኣባላት ሰራዊት ዝነበሩ ከም ዝማረኸ እውን መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ ኣሎ።



Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now