South African President Jacob Zuma announcing his resignation (AAP) Source: AAPካብቲ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ሰልፊ ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ኮንግረስ (ANC) ጸቕጢ ክግበረሉ ዝጸንሐ ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ፕረሲደንት ጃኮብ ዙማ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ። እቲ ፕረሲደንት ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ዝገለጸ ብተለቪዢን እታ ሃገር ንህዝቡ ኣብ ዘመሓላልፎ መልእኽቲ እዩ።
Published
By Beyene Semere
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ካብቲ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ሰልፊ ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ኮንግረስ (ANC) ጸቕጢ ክግበረሉ ዝጸንሐ ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ፕረሲደንት ጃኮብ ዙማ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ። እቲ ፕረሲደንት ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ዝገለጸ ብተለቪዢን እታ ሃገር ንህዝቡ ኣብ ዘመሓላልፎ መልእኽቲ እዩ።