“ብዝተፈላለየ ሞያ ዝተመረቑ መንእሰያት ኤርትራዊያን መርበብ (ኔት ዎርክ) ፈጢሮም ክትሓጋገዝሉ ዝኽእሉ ባይታ ንምፍጣር ንሰርሕ ኣለና።”
Credit: Supplied
ብ 12 መጋቢት 2023፡ ኣብ ከተማ መልበርን ጽምብል መበል 13 ዓመታዊ ሽልማት ዓዋተ ምሩቓት ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃን ዩኒቨርሲቲን ተኻይዱ ኔሩ። ብተወሳኺ ምሽላም ኣብ ማሕበረሰብ ኤርራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ ኣበርክቶ ዝገበሩ ሰባት ተገይሩ። ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ ኩነታት ተመሃሮን ተራ እዚ ስነስርዓት ምሽላምን ወለዲን፡ ምስ ኣተሓባባሪ ዓዋተ ሽልማት መምህር ኣልኣሚን ዓብደላን ከምኡ’ውን ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕን ዝገበርናዮ ዕላል።
Share