2025: ዕውትቲ ዓመት ኣብ ምዕቃብ እንስሳታት ዘገዳም

Baby Mountain Gorilla on its back on a tree in Rwanda Source: Getty / Atul Gudka/iStockphoto
ካብ ሃደንቲ ነበር ሕጂ ኣብ ጥቓ ምጥፋእ ወይ ሓደጋ ምጽናት ዝርከቡ ዓሌታት ዝሕልዉ ክሳብ ሓረስቶት ነቶም ኣብ ከባቢኦም ዝርከቡ እንስሳታት ዘገዳም ንምሕጋዝ ዘራእቶምን ልምዶምን ዝቕይርሉ፣ 2025 ንዓቀብቲ ተፈጥሮን ናይ ዓለምና እንስሳዘገዳምን ብርህቲ ዓመት ኮይና’ያ ሓሊፋ።
Share




