SKIP TO MAIN CONTENT

“ንሃገረይ ኢለ ምስንካለይ ክሳብ ሎሚ ሕብንቲ ነይረ፣ በዚ ዝፍጠር ዘሎ ኩነታት ግና ተሰሚዑኒ።” ስነ ጥበባዊት ሩማና ብርሃኑ መሓመድኑር

Feature
Source: Rumana Berhanu Mehamednur

ኣባል 6ይ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ኤርትራ ገጣሚት ሩማና ብርሃኑ ኣብቲ ብምስምስ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተገብረ ኩናት ዝሰንከለት እያ። ነዚ ኣብዚ እዋን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝገብራኦ ዘለዋ ስምምዕ ሰላም ምስቲ ኣብቲ እዋን ዝሰንከለትሉ ኩነታት ኣተኣሳሲራ ዉልቃዊ ስሚዒታ ገሊጻ ኣላ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣባል 6ይ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ኤርትራ ገጣሚት ሩማና ብርሃኑ ኣብቲ ብምስምስ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተገብረ ኩናት ዝሰንከለት እያ። ነዚ ኣብዚ እዋን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝገብራኦ ዘለዋ ስምምዕ ሰላም ምስቲ ኣብቲ እዋን ዝሰንከለትሉ ኩነታት ኣተኣሳሲራ ዉልቃዊ ስሚዒታ ገሊጻ ኣላ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now