"ኤርትራ ኣብ ጸገም ወዲቓትሉ ኣብ ዘላ እዋን ኢና ዝያዳ ነጻነትና ከነብዕሎ ዘለና።"

Source: Merhawi W/Michael & Dr. Salah Jimmi
ብምኽንያት መበል 30 ዓመት በዓል ነጻነት ኤርትራ፡ ምስቲ በዓል ዝለዓሉ ሕቶታት ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጂምዕን ምስ ኣቶ መርሃዊ ወልደሚካኤል ዝተገብረ ዘተ።
Share
Source: Merhawi W/Michael & Dr. Salah Jimmi
SBS World News