SKIP TO MAIN CONTENT

“ምሕረት: ምእንቲ ሓንቲ ጓላ ምሉእ ዕድሚኣ ከርተት ዝበለት ጻዕረኛን ሕያወይቲን እያ ነይራ።” ዶ/ር ታፈረ ብርሃነ

Car accident of an Eritrean Woman in Perth
Car Accident of an Eritrean Woman in Perth Source: SBS

ኣብዚ ቕንያት ብናታ መኪና ተረጊጻ ህይወታ ብምሕላፉ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ነበርቲ ከተማ ፐርዝ ኣውስትራሊያ፡ ኣብ ከቢድ ሓዘን እዮም ቀኒዮም። ብዛዕባ’ቲ ዝወረደ ሓደጋን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ንኣባል ማሕበረሰብ ኤርትራዊያንን ምስ መዋቲት ወ/ሮ ምሕረት ብቐረባ ርክብ ዘለዎን ዶክተር ታፈረ ብርሃነ መብርሂ ሂቡ ኣሎ፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቕንያት ብናታ መኪና ተረጊጻ ህይወታ ብምሕላፉ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ነበርቲ ከተማ ፐርዝ ኣውስትራሊያ፡ ኣብ ከቢድ ሓዘን እዮም ቀኒዮም። ብዛዕባ’ቲ ዝወረደ ሓደጋን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ንኣባል ማሕበረሰብ ኤርትራዊያንን ምስ መዋቲት ወ/ሮ ምሕረት ብቐረባ ርክብ ዘለዎን ዶክተር ታፈረ ብርሃነ መብርሂ ሂቡ ኣሎ፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now