SKIP TO MAIN CONTENT

ግጭት ኦሮሞን ሶማሊያን ኣብ ሞያለ፡ ዶባት ዝሰገረ ዓሌታዊ ግጭት

Homeland
Source: AAP (SBS)

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያ ትርከብ ከተማ ሞያለ ኣብ ሞንጎ ኦሮሞን ሶማሊያን ዝተወልዐ ግጭት ክንዮ ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሩ ብዓሌተይ ዓሌትካን ናይ ርስቲ ዋንነት ግጭትን ዓሰርተታት ሰባት ህይወቶም ዘሕልፍሉን ዋኒናትን ትካላትን ዝዕጸዉሉ መከራፈሲ ዓውዲ ኮይኑ ቀንዩ ኣሎ። እቲ ግጭት ኣብምንታይ ኩነታት በጺሑ ከምዘሎ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Updated

By SBS tigrinya, SBS Tigriinya

Source: SBS, SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያ ትርከብ ከተማ ሞያለ ኣብ ሞንጎ ኦሮሞን ሶማሊያን ዝተወልዐ ግጭት ክንዮ ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሩ ብዓሌተይ ዓሌትካን ናይ ርስቲ ዋንነት ግጭትን ዓሰርተታት ሰባት ህይወቶም ዘሕልፍሉን ዋኒናትን ትካላትን ዝዕጸዉሉ መከራፈሲ ዓውዲ ኮይኑ ቀንዩ ኣሎ። እቲ ግጭት ኣብምንታይ ኩነታት በጺሑ ከምዘሎ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now