US president Donald Trump holds a national-security memorandum he has signed Source: AAPፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ንሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብቲ ናይ ኣህጉራዊ ውዕል ኑክሌየስ ምስ ኢራን ኣውጺእዋ። ነቲ ኩነታት ብቐረባ ዝከታተሉ ተዓዘብቲ፤ እዚ ተወሲዱ ዘሎ ስጉምቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ከቢድ ቅልውላው ክፈጥርዩ፡ ኣብ ኣውሮጳ ንዘለዋ መሓዙት ኣመሪካ ዝኾና ሃገራት ድማ ዉሳነ ትራምፕ ኣቖጢዕወን። ሚስተር ትራምፕ ብተወሳኺ ነቲ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ኣብ ዓለም ሰላም ከስፍን’ዩ ተባሂሉ ዝተገብረ ዉዕል ምጥሓስ ጥራይ ዘይኮነ ካብቲ ዝነበረ ዝተዓጻጸፈ ቁጠባዊ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ኢራን ክገብር ምዃኑ ፈኪሩ ኣሎ።
ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ንሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብቲ ናይ ኣህጉራዊ ውዕል ኑክሌየስ ምስ ኢራን ኣውጺእዋ። ነቲ ኩነታት ብቐረባ ዝከታተሉ ተዓዘብቲ፤ እዚ ተወሲዱ ዘሎ ስጉምቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ከቢድ ቅልውላው ክፈጥርዩ፡ ኣብ ኣውሮጳ ንዘለዋ መሓዙት ኣመሪካ ዝኾና ሃገራት ድማ ዉሳነ ትራምፕ ኣቖጢዕወን። ሚስተር ትራምፕ ብተወሳኺ ነቲ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ኣብ ዓለም ሰላም ከስፍን’ዩ ተባሂሉ ዝተገብረ ዉዕል ምጥሓስ ጥራይ ዘይኮነ ካብቲ ዝነበረ ዝተዓጻጸፈ ቁጠባዊ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ኢራን ክገብር ምዃኑ ፈኪሩ ኣሎ።