SKIP TO MAIN CONTENT

"ህወሓት ናብ ትግራይ እዩ ዘንሳሕብ ዘሎ" ኣስፋው ገዳሙ። "እዚ ዘሎ ኩነታት፡ ን ህወሓት ኣዐርዩ ዘደልድል እዩ" ኣብርሃ ሃይለዝጊ

Zete
Asfaw Gedamu and Abrha Haylezghi Source: Asfaw Gedamu and Abrha Haylezghi

ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብቐጻሊ ንፖለቲካ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ንውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እናገምገሙ ዝጽሕፉ ምስ መምህር ኣብ ዮንቨርሲቲ መቐለን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ተመሃራይ ዶክትረይት ኣብርሃ ሃይለዝጊን፣ ካብ ተለኮሙኒኬሺን ኢትዮጵያ ኣስፋው ገዳሙን ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ምስ ረዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ዝገበርዎ ዘተ። ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብቐጻሊ ንፖለቲካ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ንውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እናገምገሙ ዝጽሕፉ ምስ መምህር ኣብ ዮንቨርሲቲ መቐለን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ተመሃራይ ዶክትረይት ኣብርሃ ሃይለዝጊን፣ ካብ ተለኮሙኒኬሺን ኢትዮጵያ ኣስፋው ገዳሙን ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ምስ ረዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ዝገበርዎ ዘተ። ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now