ብዛዕባ ጉዳይ እገዳ ኤርትራን ሶማሊያን ተጽንዕ ጉጅለ፡ኤርትራ ምስ ኣልሸባብ ርክብ ከምዘለዋ መርትዖ ኣይረኽብኩን እንተበለ’ኳ፡ባይቶ ጸጥታ እቲ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሕዎ። ኢትዮጵያን ቐጠርን ዝምድናኤን የደልድላኣለዋ፡፣ ሶማሊላንድ ንሓምሻይ እዋን ሰላማዊ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ተካይድኣላ።
Share

Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

