SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (23 ሚያዚያ 2018)

Horn African News
Source: SBS Tigrinya

ዱባይ ፖርትስ ዎርልድ ሉኣላውነተይ ይጥሕስ ኣሎ ክትብል ሶማል ከሲሳ ፕረሲደንት ሱዳን ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢኡ ካብ ስርሑ ኣባሪርዎ። ፖሊስ ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን 25 ዘይሕጋዉያን ተሰደድቲ: ዝበዝሑ ካብኦም ኤርትራዉያን: ብሓደ ጉጅለ ኣሰጋገርቲ ሰባት ጅሆ ተታሒዞምሉ ዝነበሩ ቦታ ፈቲሾም:: ኢትዮጵያ ትሃንጾ ብዛዕባ ዘላ ግድብ ህዳሰ ናይ ግብጺ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ መጠንቀቕታ ሂቡ

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዱባይ ፖርትስ ዎርልድ ሉኣላውነተይ ይጥሕስ ኣሎ ክትብል ሶማል ከሲሳ ፕረሲደንት ሱዳን ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢኡ ካብ ስርሑ ኣባሪርዎ። ፖሊስ ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን 25 ዘይሕጋዉያን ተሰደድቲ: ዝበዝሑ ካብኦም ኤርትራዉያን: ብሓደ ጉጅለ ኣሰጋገርቲ ሰባት ጅሆ ተታሒዞምሉ ዝነበሩ ቦታ ፈቲሾም:: ኢትዮጵያ ትሃንጾ ብዛዕባ ዘላ ግድብ ህዳሰ ናይ ግብጺ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ መጠንቀቕታ ሂቡ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now