SKIP TO MAIN CONTENT

65 ሚልዮን - ኣብ ዓለም ካብ መረበቶም ዝተፈናቐሉ ሰባት ብዝሒ ሓድሽ ክብረወሰን ሒዙ

ኣብ ሶርያ ትነብር ሶማላዊት ስደተኛ ምስ UNHCR ብወለንታ ትሰርሕ
ኣብ ሶርያ ትነብር ሶማላዊት ስደተኛ ምስ UNHCR ብወለንታ ትሰርሕ Source: Getty Images

ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ዓለም ካብ መረበቶም ዝተፈናቐሉ ሰባት ካብ 65 ሚልዮን ዝያዳ ብምኻድ ሓድሽ መጠን ክብረወሰን በጺሑሎ። ወኪል ስደተኛታት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት እዚ ማለት ሓደ ካብ ነብሲ ወከብ 113 ሰባት ኣብዛ ፕላነት ስደተኛ ወይ ሓታቲ ዑቕባዩ፡ ወይ ከኣ ኣብ ውሽጢ ሃገሩ ካብ መረበቱ ዝተፈናቐለዩ ይብል።

Published

By ኤስቢኤስ ትግርኛ

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ዓለም ካብ መረበቶም ዝተፈናቐሉ ሰባት ካብ 65 ሚልዮን ዝያዳ ብምኻድ ሓድሽ መጠን ክብረወሰን በጺሑሎ። ወኪል ስደተኛታት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት እዚ ማለት ሓደ ካብ ነብሲ ወከብ 113 ሰባት ኣብዛ ፕላነት ስደተኛ ወይ ሓታቲ ዑቕባዩ፡ ወይ ከኣ ኣብ ውሽጢ ሃገሩ ካብ መረበቱ ዝተፈናቐለዩ ይብል።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now