SKIP TO MAIN CONTENT

ርእይቶታት ህዝቢን ሰበ ስልጣናት ትግራይን ኣብ ሕቶ መንነት ራያ

Homeland
Source: SBS Tigrinya

ኣብዝ ቅሩብ እዋን ኣብገለገለ ከባቢታት ናይ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ሕቶ መንነት ብምልዓል ወጥሪ ክፍጠር ኪኢሉ ኣሎ። ነዚ ናይ መንነት ሕቶ ዘልዕሉ፡ ነበርቲ ራያን ኣላማጣን ድዮም ወይውን ካብ ካልእ ዝመጹ እዮም? ነዚ ሕቶን ካልእ ሕቶን ንምምላስ ምስ ሰብ መዚን ነበርቲን ዝተገብረ ዘተ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዝ ቅሩብ እዋን ኣብገለገለ ከባቢታት ናይ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ሕቶ መንነት ብምልዓል ወጥሪ ክፍጠር ኪኢሉ ኣሎ። ነዚ ናይ መንነት ሕቶ ዘልዕሉ፡ ነበርቲ ራያን ኣላማጣን ድዮም ወይውን ካብ ካልእ ዝመጹ እዮም? ነዚ ሕቶን ካልእ ሕቶን ንምምላስ ምስ ሰብ መዚን ነበርቲን ዝተገብረ ዘተ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now