ኣብ መንጎ ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ትግራይን ኣምሓራን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ተመሃሮን ኣብ ዝበዝሓ ክልላት ኢትዮጵያ ናብ ደም ምፍሳስ ዘምርሐ ዓሌታዊ ግጭታት እናገደደ ይኸይድ ኣሎ። እዚ ኩነታት ዘስግኦ ማእከላይ ኮሚቴ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ ኣብ ናይ ህጹጽ ጉባኤ ተዓጽዮ ይዝቲ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

