70 ዝኾኑ ብእምነቶም ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ተፈቲሖም፡ መብርሂ ካብ ሃኒባል ዳኒኤል

Source: Hanibal Daniel
ኣብ ኤርትራ ብእምነቶም ተኣሲሮም ካብዘለዎ 70 ዝኾኑ ሰባት ካብ ማይ ስርዋን ካልኦት ኣብያተ ማእሰርቲ ተፈቲሖም ኣለዉ። ብዛዕባዚ ዝምልከት ብቐረባ ሓበሬታ ዝከታተል ኣቶ ሃኒባል ዳኒኤል መብርሂ ሂቡ ኣሎ።
Share
Source: Hanibal Daniel
SBS World News