Source: SBS Tigrinyaተቓውሞ ህዝቢን ውድባትን አንፃር ሃንደበታዊ መግለፂ ኢህወደግ አብ ጉዳይ ብይን ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡፡ ሹም ኢታማዦር ሓይልታት ምክልካል ኢትዮጵያ መጀር ጀነርራል ሳሞራ የኑስ ብጀነራል ሰዓረ መኮነን ከምዝተተክኡ ብመንግስቲ ዝውነና ትካላት ቁጠባ ኢትዮጵያ ናብ ሰብ ርእሰማል ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ብሙሉእን ብክፋልን ክሽየጣ ከም ዝተሓስበ፡፡ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ.ር ኣብይ ኣሕመድ ኡጋንዳ ስለቲ አብ ኢትዮጵያ ርግኣት ክህልዉ ዝገበሮ ፃዕሪ ላዕለዋይ ሽልማት ከም ዘበርከተትሉን ብኡ አቢሉ ንምሸቱ ናብ ግብፂ ከም ዝገሸን
ተቓውሞ ህዝቢን ውድባትን አንፃር ሃንደበታዊ መግለፂ ኢህወደግ አብ ጉዳይ ብይን ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡፡ ሹም ኢታማዦር ሓይልታት ምክልካል ኢትዮጵያ መጀር ጀነርራል ሳሞራ የኑስ ብጀነራል ሰዓረ መኮነን ከምዝተተክኡ ብመንግስቲ ዝውነና ትካላት ቁጠባ ኢትዮጵያ ናብ ሰብ ርእሰማል ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ብሙሉእን ብክፋልን ክሽየጣ ከም ዝተሓስበ፡፡ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ.ር ኣብይ ኣሕመድ ኡጋንዳ ስለቲ አብ ኢትዮጵያ ርግኣት ክህልዉ ዝገበሮ ፃዕሪ ላዕለዋይ ሽልማት ከም ዘበርከተትሉን ብኡ አቢሉ ንምሸቱ ናብ ግብፂ ከም ዝገሸን