Source: Tsegay (SM)ልኡኽ ሰላም ህዝቢ ራማን ከባቢኡን መረብ ሰጊሩ ክሳድ ዒቃ በጺሑ ብሰላም ተመሊሱ። ፕረሲደንት ኢሳያስ ዝመርሖ ጉጅለ ናብ ክልል ኣምሓራ ወግዓዊ ምብጻሕ ክገብር እዩ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ኮይኑ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመዘዘ ብርሃኑ ኣባዲ ካብ መዝነቱ ተኣሊዩ። ህዝቢን መንግስቲን ንድሕነት ዜጋታትን ሃገራዊ ሃድነትን ክሰርሑ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ጸዊዓ። ኣዛዚ መምርሒ ድሕነትን መረዳእታን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝፍጸሙ ዘለዉ ጎንጺታት ኢድ ከምዘለዎ መርማሪ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ 2.8 ሚሊዮን ህዝቢ ተፈናቒሉ፡ ዩኒሴፍ
ልኡኽ ሰላም ህዝቢ ራማን ከባቢኡን መረብ ሰጊሩ ክሳድ ዒቃ በጺሑ ብሰላም ተመሊሱ። ፕረሲደንት ኢሳያስ ዝመርሖ ጉጅለ ናብ ክልል ኣምሓራ ወግዓዊ ምብጻሕ ክገብር እዩ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ኮይኑ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመዘዘ ብርሃኑ ኣባዲ ካብ መዝነቱ ተኣሊዩ። ህዝቢን መንግስቲን ንድሕነት ዜጋታትን ሃገራዊ ሃድነትን ክሰርሑ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ጸዊዓ። ኣዛዚ መምርሒ ድሕነትን መረዳእታን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝፍጸሙ ዘለዉ ጎንጺታት ኢድ ከምዘለዎ መርማሪ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ 2.8 ሚሊዮን ህዝቢ ተፈናቒሉ፡ ዩኒሴፍ