Source: AAP (SBS)ኣቦ መንበር ህወሓትን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይን ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ትማሊ ኣንጻር ስጉምቲታት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሪር መግለጺ ሂቡ ኔሩ። ብስም ብልሽውና ዝግበር ዘሎ መስርሕ ሕጊ፣ ንህዝቢ ትግራይ ንምድቋስን ብናይ ወጻኢ ሓይሊታት ድፊኢት ዝግበር ናይ ፈደራል ስጉምቲታት ዝበሎ ንሱ ኮኒኑ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪቱ ፡ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሴ ካብ ኣመራርሓ ዉድብ ዓረና ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ትንታነ ሂቡ ኣሎ፣ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።
ኣቦ መንበር ህወሓትን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይን ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ትማሊ ኣንጻር ስጉምቲታት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሪር መግለጺ ሂቡ ኔሩ። ብስም ብልሽውና ዝግበር ዘሎ መስርሕ ሕጊ፣ ንህዝቢ ትግራይ ንምድቋስን ብናይ ወጻኢ ሓይሊታት ድፊኢት ዝግበር ናይ ፈደራል ስጉምቲታት ዝበሎ ንሱ ኮኒኑ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪቱ ፡ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሴ ካብ ኣመራርሓ ዉድብ ዓረና ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ትንታነ ሂቡ ኣሎ፣ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።