‘ሱዳን ንኤርትራዊ እስላማዊ ዕጡቕ መሓመድ ጁማ ትሕግዝ’ያ’ ክትብል ኤርትራ ንዝኸሰሰቶ ክሲ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን መልሲ ሂብሉ። ብሱዕዲ ዝምራሕ ናይ ልፍንቲ ኣብ ልዕሊ የመን መጥቃዕቲ ካብ ዝጅምር 3 ዓመት ሒዝሉ ዘሎ እዋን 8 ሚሊዮን ህዝቢ የመን ኣብ ኩነተ ዓጸቦ ከምዝርከብ ተፈሊጡ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

