SBS Source: SBS Tigrinyaአብ መበል 30 ዙርያ አኼባ መራሕቲ አፍሪካ ስለ ምምሕያሽ አሰራርሓ ሕብረት አፍሪካ ይዝተ አሎ፡፡ አፍሪቃ አብ መበል 48 ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ኢንቨስትመንት ንምስሓብ ከም ዝተንቀሳቐሰት ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ተዛሪቦም፡፡ አብ ክልል ኦሮምያ 2345 ሰባት ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም፡፡ ላዕለዎት መራሕቲ ህወሓት አብ 10 ዞባታት ገምጋም የካይዱ አለዉ፡፡ አብ ቆቦን ወልድያን ዝተወለዐ ጎንፂ አብ ህይወትን ናውትን ከቢድ ጉድኣት ወሪዱ፡፡
አብ መበል 30 ዙርያ አኼባ መራሕቲ አፍሪካ ስለ ምምሕያሽ አሰራርሓ ሕብረት አፍሪካ ይዝተ አሎ፡፡ አፍሪቃ አብ መበል 48 ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ኢንቨስትመንት ንምስሓብ ከም ዝተንቀሳቐሰት ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ተዛሪቦም፡፡ አብ ክልል ኦሮምያ 2345 ሰባት ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም፡፡ ላዕለዎት መራሕቲ ህወሓት አብ 10 ዞባታት ገምጋም የካይዱ አለዉ፡፡ አብ ቆቦን ወልድያን ዝተወለዐ ጎንፂ አብ ህይወትን ናውትን ከቢድ ጉድኣት ወሪዱ፡፡