SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻብ ልኡኽና (18 ታሕሳስ 2017)

Report
SBS Source: SBS

ጉዳይ መቕተልቲ 16 ሰባት አብ ጨለንቆ ከም ዝምርመር አፍሊጡ፡፡ መዝሙር ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን አብ አዲስ አበባ ተቓኒዑ። ብመቕተልቲ ክልተ ተምሃሮ ትግራይ አብ ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ዝተጠርጠሩ 6 ተምሃሮ ተኣሲሮም። አብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ሰለባ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ዝነበሩ ተምሃሮ ትግራይ ነናብ መረበቶም በፂሖም፡፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጉዳይ መቕተልቲ 16 ሰባት አብ ጨለንቆ ከም ዝምርመር አፍሊጡ፡፡ መዝሙር ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን አብ አዲስ አበባ ተቓኒዑ። ብመቕተልቲ ክልተ ተምሃሮ ትግራይ አብ ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ዝተጠርጠሩ 6 ተምሃሮ ተኣሲሮም። አብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ሰለባ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ዝነበሩ ተምሃሮ ትግራይ ነናብ መረበቶም በፂሖም፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now