SKIP TO MAIN CONTENT

ብዲግሪ ተመሪቕካስ ኣብ ስራሕ ምሕጻብ መኻይን!

SBS l
SBS Source: SBS

መድሃኔ፡ ሃይላይን ሓዲሽን ሰለስቲኦም ትምህርቶም ብዲግሪ ዝተመረቑ እዮም፣ እንተኾነ በቲ ዝተማህርዎ ሞያ ዘይኮነ፡ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ስራሕ ምሕጻብ መኻይን ተዋፊሮም ይርከቡ። ዝተማህረ ሰብዶ ኣብ ከምዚ ስራሕ ይዋፈር’ዩ? ስርሖም ክሳብ ክንደይ ኣዕጋቢ እዩ? መጻዒኦምከ እንታይ ክመስል’ዩ? መልሲ ኣብዚ መደብ ክጸንሓኩም እዩ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መድሃኔ፡ ሃይላይን ሓዲሽን ሰለስቲኦም ትምህርቶም ብዲግሪ ዝተመረቑ እዮም፣ እንተኾነ በቲ ዝተማህርዎ ሞያ ዘይኮነ፡ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ስራሕ ምሕጻብ መኻይን ተዋፊሮም ይርከቡ። ዝተማህረ ሰብዶ ኣብ ከምዚ ስራሕ ይዋፈር’ዩ? ስርሖም ክሳብ ክንደይ ኣዕጋቢ እዩ? መጻዒኦምከ እንታይ ክመስል’ዩ? መልሲ ኣብዚ መደብ ክጸንሓኩም እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now