ኣብዚ ቕንያት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላማ ሃገሩ ዘስምዖ መደረን ካብ ኣባላት ፓርላማ ዝቐረበ ሕቶ ዝሃቦ ምላሽን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዉዑይ መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ቀኒዩ ኣሎ። ብዛዕባ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ኤርትራን መግለጺ ፈጻሚ ስራሕ ኢህወደግን ዝቐረበ ሕቶን መልሲን ብሕጽር ዝበለ ኣብ ናይ ሎሚ ዛዕባ ሎሚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

