ነቲ መንግስቲ እስራኤል ስደተኛታት ኤርትራዊያንን ሱዳናዊያንን ካብቲ ሃገር ንምውጻእ ዓጢቑ ዝሰርሓሉ ዘሎ ብምቅዋም ኣብ ተል ኣቪቭ በሻሓት ዝቚጸሩ እስራኤላዊያንን ኣፍሪቃዊያንን ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ኣምስዮም፣ ነዚ ዝምልከት መምህር ብሉጽ ኢያሱ ካብቲ ቦታ ዝሃቦ ሓበሬታ ቀሪቡ ኣሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

