SKIP TO MAIN CONTENT

‘ሰብ ሕድሪ ሲቪክ ማሕበር’ ኣብ ትግራይ ተመስሪቱ

Interview with Mehari Yohannes
Source: SBS Tigrinya

ዝሓለፈ ዓመት ሕጋዊ ፈቓድ ንምርካብ ክንቀሳቐስ ድሕሪ ምጽናሕ እዚ ናጻ ሲቪክ ማሕበር ካብ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ብወግዒ ኣፍልጦን ሕጋዊ ፈቓድን ረኺቡ ስርሑ ጀሚሩ'ሎ። ንኣቃውምኡን ስራሓቱን ብዝምልከት ምስ ግዝያዊ ኣመራርሓ ኣቶ መሓሪ ዮሃንስ ዝተኻየደ ቃለመሕትት።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዝሓለፈ ዓመት ሕጋዊ ፈቓድ ንምርካብ ክንቀሳቐስ ድሕሪ ምጽናሕ እዚ ናጻ ሲቪክ ማሕበር ካብ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ብወግዒ ኣፍልጦን ሕጋዊ ፈቓድን ረኺቡ ስርሑ ጀሚሩ'ሎ። ንኣቃውምኡን ስራሓቱን ብዝምልከት ምስ ግዝያዊ ኣመራርሓ ኣቶ መሓሪ ዮሃንስ ዝተኻየደ ቃለመሕትት።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now